ፈረንሳ፡ ፖሊስ ንስደተኛታት ኣብ ካሌ የጥቁዑ

ፓሊስ ፈረንስ ኣብ ካሌ (Calais) ቀጻሊ ዝኾነ ግህሰት ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዑቕባን ካልኦት ስደተኛታትን ከምዘካይድ ህዩማን ራይትስ ዎች (Human Rights Watch) ዝበሃል ተዓዛቢ ሰብኣዊ መሰላት ሎሚ ገሊጹ። ሰበስልጣን ፈረንሳ ድማ ነዚ ግህሰታት እዚ ጸማም እዝኒ ሂቦሞ ይርከቡ።

News